Attachment H6. Women’s Health Needs Study Questionnaire
(Tigrinya Translations)
	
	
	
	
	
		| 
			Section | 
			Question | 
			English Items | 
			Tigrinya Translation | 
	
		| 
			Full Questionnaire | 
			  | 
			  | 
			  | 
	
		| 
			SECTION B. BACKGROUND CHARACTERISTICS | 
			  | 
			  | 
			  ክፍሊ
			B፥
			ናይ
			ድሕረባይታ
			ጠባያት 
 | 
	
		| 
			
 | 
			Intro | 
			Interview Start TimeHour
 Minute
 | 
			ናይ
			ቃለመጠይቕ
			ዝጅምረሉ
			ገዜሰዓት
 ደቒቕ
 | 
	
		| 
			  | 
			Intro | 
			Now we can begin. I am going to start by asking you some basic
			questions about your background. Your answers will not be shared
			with anyone outside of the research team. | 
			ሕጂ
			ክንጅምር
			ንኽእል
			ኢና።
			ገለ
			ተወሰኽቲ
			ሕቶታት
			ብዛዕባ
			ድሕረባይታኻ
			ብምሕታት
			ክጅምር
			እየ።
			መልስታት
			ካብቲ
			ናይ
			ምርምር
			ጒጅለ
			ወጻኢ
			ንዘሎ
			ንዝኾነ
			ሰብ
			ኣይክካፈልን
			እዩ። 
 | 
	
		| 
			  | 
			Q1 | 
			What language do you speak most often at home? | 
			ኣብ
			ገዛ
			መብዛሕትኡ
			ግዜ
			ትዛረብ
			ቋንቋ
			እንታይ
			እዩ፧ | 
	
		| 
			  | 
			Q2 | 
			What language(s) do you speak most often with your closest
			friends? [INTERVIEWER NOTE: Allow for two languages to be given] | 
			ምስ
			ቀረብቲ
			መሓዙት
			መብዛሕትኡ
			ግዜ
			ትዛረቦም
			ቋንቋ(ታት)
			እንታይ
			እዮም፧
			[ናይ
			ኣቕራቢ
			ቃለመጠይቕ
			መዘኻኸሪ፥
			ክልተ
			ቋንቋታት
			ንኽውሃቡ
			ኣፍቅድ] | 
	
		| 
			
 | 
			Q3 | 
			In what country does your mother live now? | 
			ኣደ
			ሕጂ
			ኣበየናይ
			ሃገር
			ትነብር
			ኣላ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			  | 
			• Mother passed away [GO TO Q5]• Don’t Know
			[GO TO Q5]
 • Prefer not to answer [GO TO Q5]
 | 
			• ኣደ
			መዋቲት
			እያ
			[ናብ
			ሕቶ
			5 ኪድ]•
			ኣይፈልጥን'የ
			[ናብ
			ሕቶ
			5 ኪድ]
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
			[ናብ
			ሕቶ
			5 ኪድ]
 
 | 
	
		| 
			
 | 
			Q4 | 
			How often do you speak with your mother? | 
			ምስ
			ኣደ
			ማዕረ
			ክንደይ
			ተደጋጋሚ
			ግዜ
			ትዛረብ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			  | 
			• Daily• 2-3 times a week
 • Once a
			week
 • Once/twice a month
 • Less than once a
			month
 • Never
 • Don’t Know
 •
			Prefer not to answer
 | 
			• መዓልታዊ•
			2-3 ግዜ
			ኣብ
			ሰሙን
 •
			ሓንሳብ
			ኣብ
			ሰሙን
 •
			ሓንሳብ/ክልተ
			ግዜ
			ኣብ
			ወርሒ
 •
			ትሕቲ
			ሓደ
			ግዜ
			ኣብ
			ወርሒ
 •
			ብፍጹም
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 
 | 
	
		| 
			
 | 
			Q5 | 
			How many times have you traveled to each of the following
			countries? [ENTER 0 IF RESPONDENT HAS NEVER TRAVELED TO COUNTRY] 
 | 
			ናብዘን
			ዝስዕባ
			ነፍስ
			ወከፍ
			ሃገራት
			ክንደይ
			ግዜ
			ገይሽካ
			ኣለኻ፧
			[ መላሲ
			ናብ
			ዝኾነ
			ሃገር
			ገይሹ
			እንተ
			ዘይትፈልጥ
			ኮይኑ
			0 ምላእ]። | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Burkina Faso• Egypt
 • Eritrea
 •
			Ethiopia
 • Gambia
 • Guinea
 • Mali
 •
			Mauritania
 • Sierra Leone
 • Somalia
 •
			Sudan
 | 
			• ቡርኪና
			ፋሶ•
			ግብጺ
 •
			ኤርትራ
 •
			ኢትዮጵያ
 •
			ጋምብያ
 •
			ጊኒ
 •
			ማሊ
 •
			ማውሪታንያ
 •
			ሰራልዮን
 •
			ሶማልያ
 •
			ሱዳን
 | 
	
		| 
			  | 
			Q6 | 
			How long ago did you move to the United States? [INTERVIEWER NOTE:
			Select best option based on answer for the most recent time] | 
			ናብ
			ሕቡራት
			መንግስታት
			ኣሜሪካ
			ቅድሚ
			ክንደይ
			መጺኺ፧
			[ናይ
			ኣቕራቢ
			ቃለመጠይቕ
			መዘኻኸሪ፥
			ኣብቲ
			ናይ
			ዝቐረበ
			ግዜ
			መልሲ
			ብምምርኳስ
			ነቲ
			ዝበለጸ
			ኣማራጺ
			ሕረ] | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Within the last year• 1-5 years ago
 •
			6-10 years ago
 • Over 10 years ago
 • Born in
			the U.S. [GO TO SECTION C]
 • Don't Know
 •
			Prefer not to answer
 | 
			• ኣብ
			ውሽጢ
			እዚ
			ዝሓለፈ
			ዓመት•
			ቅድሚ
			1-5 ዓመታት
 •
			ቅድሚ
			6-10 ዓመታት
 •
			ቅድሚ
			ልዕሊ
			10 ዓመታት
 •
			ኣብ
			ሕቡራት
			መንግስታት
			ኣሜሪካ
			ተወልደ
			[ናብ
			ክፍሊ
			C ኪድ]
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 
 | 
	
		| 
			  | 
			Q7 | 
			How old were you when you moved to the United States? | 
			ናብ
			ሕቡራት
			መንግስታት
			ኣሜሪካ
			ኣብ
			ዝግዓዝካሉ
			እዋን
			ዕድሜኻ
			ክንደይ
			ነይሩ፧ | 
	
		| 
			  | 
			
 | 
			• 0-6 years old• 7-12 years old
 • 13-17
			years old
 • 18 years or older
 • Don't Know
 •
			Prefer not to answer
 | 
			• 0-6 ዓመታት
			ዕድመ•
			7-12 ዓመታት
			ዕድመ
 •
			13-17 ዓመታት
			ዕድመ
 •
			18 ዓመት
			ወይ
			ልዕሊኡ
			ዕድመ
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			SECTION C. MARRIAGE AND HOUSEHOLD | 
			  | 
			
 | 
			ክፍሊ
			C፥
			ሓዳርን
			ስድራቤትን 
 | 
	
		| 
			Intro | 
			  | 
			Next, I am going to ask you questions about your marital status
			and living arrangements. | 
			ቀጺሉ፡
			ብዛዕባ
			ናይ
			መርዓ
			ኲነታትን
			ናይ
			ኣነባብራ
			ኣገባብን
			ሕቶታት
			ክሓትት
			እየ። | 
	
		| 
			  | 
			Q8 | 
			Including yourself, how many people live in your household now?
			Please count children and elders. Do NOT count people staying in
			the home for less than one month. | 
			ንገዛኣ
			ርእስኻ
			ብምጥቕላል፡
			ሕጂ
			ክንደይ
			ሰባት
			ኣብ
			ስድራቤትካ
			ይነብሩ
			ኣለዉ፧
			ብኽብረትካ
			ቆልዑን
			ኣረጋውያንን
			ቊጸር።
			ንትሕቲ
			ሓደ
			ወርሒ
			ኣብቲ
			ገዛንዝቕመጡ
			ዘለዉ
			ሰባት
			ኣይትቚጸር።
 | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Don’t Know• Prefer not to answer
 | 
			• ኣይፈልጥን'የ•
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 
 | 
	
		| 
			  | 
			Q9 | 
			Which of the following describes your current marital status? Are
			you married, living with a partner, widowed, divorced, separated,
			or have you never been married? | 
			ካብዞም
			ዝስዕቡ
			ንህሉው
			ናይ
			መርዓ
			ኲነታት
			ዝገልጽ
			ኣየናይ
			እዩ፧
			ምርዕው፡
			ምስ
			መጻምዲ
			ትቕመጥ፡
			ብዓል
			ቤት
			ዝዓረፈ፡
			ፍትሕቲ
			(ፍቱሕ)፡ዝተፈላለየ/ት፡
			ወይ
			ተመርዕያ
			ዘይትፈልጥ
			ዲኺ፧
 | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Married• Widowed
 • Divorced
 •
			Separated
 • Not married, but living with
			a partner• Never married/lived with partner [GO TO Q14]
 • Prefer not to answer [GO TO Q14] | 
			• ምርዕውቲ•
			ሰብኣያ
			ዝሞታ
 •
			ፍትሕቲ
 •
			ዝተፈላለየ
 •
			ዘይምርዕውቲ፡
			ግን
			ምስ
			መጻምዲ
			ትነብር
			[ናብ
			ሕቶ
			14 ኪድ]
 •
			ተመርዕየ
			ዘይፈልጥ
			[ናብ
			ሕቶ
			14 ኪድ]
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
			[ናብ
			ሕቶ
			14 ኪድ]
 | 
	
		| 
			  | 
			Q10 | 
			How old were you when you first got married or started living with
			a partner? | 
			መጀመርታ
			ኣብ
			ዝተመርዓኽሉ
			ግዜ
			ዕድሜኺ
			ክንደይ
			ነይሩ፧ 
 | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Under 18 years• 18-24 years
 • 25-29
			years
 • 30-39 years
 • 40-49 years
 •
			Over 49 years
 • Don’t Know
 • Prefer not
			to answer
 | 
			• ትሕቲ
			18 ዓመታት•
			18-24 ዓመታት
 •
			25-29 ዓመታት
 •
			30-39 ዓመታት
 •
			40-49 ዓመታት
 •
			ልዕሊ
			49 ዓመታት
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q11 | 
			How old was your husband/partner when you first got married or
			started living together? | 
			መጀመርታ
			ኣብ
			ዝተመርዓኽሉ
			ሰብኣይኪ/መጻምድትኺ
			ዕድሚኡ
			ክንደይ
			ነይሩ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Under 18 years • 18-24 years
 • 25-29
			years
 • 30-39 years
 • 40-49 years
 •
			Over 49 years
 • Don’t Know
 • Prefer not
			to answer
 | 
			• ትሕቲ
			18 ዓመታት•
			18-24 ዓመታት
 •
			25-29 ዓመታት
 •
			30-39 ዓመታት
 •
			40-49 ዓመታት
 •
			ልዕሊ
			49 ዓመታት
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q12 | 
			In what country did your first marriage/partnership take place? | 
			ናይ
			መጀመርታ
			መርዓኺ
			ኣበየናይ
			ሃገር
			ተኻይዱ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			Q13 | 
			In what country was your husband/partner born? | 
			ሰብኣይኪ/መጻምድትኺ
			ኣበየናይ
			ሃገር
			ተወሊዱ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			
 | 
			
 | 
	
		| 
			SECTION D. COMMUNITY ACTIVITIES 
			 | 
			  | 
			  	 | 
			  ክፍሊ
			D፥
			ኮማዊ
			ንጥፈታት 
 | 
	
		| 
			Intro | 
			  | 
			I am now going to ask you some questions about your participation
			in community activities such as neighborhood organizations or
			groups. | 
			ሕጂ
			ብዛዕባ
			ተሳታፍነትኪ
			ኣብ
			ኮማዊ
			ንጥፈታት
			ከም
			ናይ
			መንበሪ
			ከባቢ
			ውድባት
			ወይ
			ጒጅለታት
			ዝኣመሰሉ
			ገለ
			ሕቶታት
			ክሓተኪ
			እየ። | 
	
		| 
			  | 
			Q14 | 
			Are you a member of any club, association, or religious
			organization for people from your family's home country or
			ethnic/cultural background? | 
			ኣባል
			ናይ
			ዝኾነ
			ክበብ፡
			ማሕበር፡
			ወይ
			ሃይማኖታዊ
			ውድብ
			 ካብ
			ናይ
			ስድራቤትኪ
			መበቆል
			ሃገር
			ወይ
			ዓሌታዊ/
			ባህላዊ
			ድሕረባይታ
			ዝኾኑ
			ሰባት
			ዲኺ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Yes• No
 • Not sure
 • Prefer
			not to answer
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ርግጸኛ
			ኣይኮንኩን
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q15 | 
			When you invite people to your home, are they… | 
			ሰባት
			ናብ
			ገዛኺ
			ኣብ
			ትዕድምሉ
			እዋን
			ንሳቶም
			... | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Mostly people from my home country or
			ethnic/cultural background• Mostly people NOT from
			my home country or ethnic/cultural background
 • A mix of
			people from AND not from my home country or ethnic/cultural
			background
 • I never invite people to my home
 •
			Prefer not to answer
 
 | 
			• መብዛሕትኦም
			ካብ
			መበቆል
			ሃገረይ
			ወይ
			ካብ
			ዓሌታዊ/ባህላዊ
			ድሕረባይታይ
			ዝኾኑ
			ሰባት•
			መብዛሕትኦም
			ካብ
			መበቆል
			ሃገረይ
			ወይ
			ካብ
			ዓሌታዊ/ባህላዊ
			ድሕረባይታይ
			ዘይኮኑ
			ሰባት
 •
			ሕውስዋስ
			ሰባት
			ካብ
			መበቆል
			ሃገረይ
			ወይ
			ካብ
			ዓሌታዊ/ባህላዊ
			ድሕረባይታይ
			ዝኾኑን
			ዘይኮኑን
			ሰባት
 •
			ናብ
			ገዛይ
			ብፍጹም
			ሰባት
			ኣይዕድምን
			እየ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q16 | 
			Have you done any work outside of the home for pay in the past 30
			days? | 
			ኣብዘን
			ዝሓለፋ
			30 መዓልታት
			ካብ
			ገዛ
			ወጻኢ
			ዝኾነ
			ትኽፈልሉ
			ስራሕ
			ሰሪሕኪ
			ኣለኺ'ዶ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Yes• No
 • Don't Know
 •
			Prefer not to answer
 
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			
 | 
			
 | 
	
		| 
			SECTION E. HEALTH-SEEKING BEHAVIOR AND PROVIDER EXPERIENCE | 
			  | 
			  | 
			  ክፍሊ
			E፥
			ናይ
			ምድላይ
			ጥዕና
			ጠባይን
			ናይ
			ወሃቢ
			ኣገልግሎት
			ጥዕና
			ተመኩሮን 
 | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Now I am going to ask you some questions about your overall health
			and experiences with health care, services, and providers. | 
			ሕጂ
			ገለ
			ሕቶታት
			ብዛዕባ
			ሓፈሻዊ
			ጥዕናኺ
			ከምኡ
			ድማ
			ተመኩሮታትኪ
			ኣብ
			ክንክን
			ጥዕና፡
			ኣገልግሎታትን
			፡
			ወሃብቲ
			ክንክን
			ጥዕናን
			ክሓተኪ
			እየ። | 
	
		| 
			  | 
			Q17 | 
			In general, how would you describe your health? Is it excellent,
			very good, good, fair, or poor? | 
			ብሓፈሻ፡
			ንጥዕናኺ
			ብኸመይ
			ምገለጽክዮ፧
			ብሉጽ፡
			ኣዝዩ
			ጽቡቕ፡
			ደሓን፡
			ወይ
			ድኹም
			ድዩ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Excellent• Very good
 • Good
 •
			Fair
 • Poor
 • Not sure
 • Prefer not
			to answer
 | 
			• ብሉጽ•
			ኣዝዩ
			ጽቡቕ
 •
			ጽቡቕ
 •
			ደሓን
 •
			ድኹም
 •
			ርግጸኛ
			ኣይኮንኩን
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q18 | 
			How many times have you gone to a clinic or hospital for health
			care for yourself in the past 12 months? | 
			ኣብዘን
			ዝሓለፋ
			12 ኣዋርሕ
			ንገዛእ
			ርእስኺ
			ክንክን
			ጥዕና
			ክንደይ
			ግዜ
			ናብ
			ክሊኒክ
			ወይ
			ሆስፒታል
			ከይድኪ
			ኣለኺ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Not at all• Once
 • Twice
 •
			3-5 times
 • More than 5 times
 • Don’t
			Know
 • Prefer not to answer
 | 
			• ፈጺሙ
			ኣይኮነን•
			ሓንሳብ
 •
			ክልተ
			ግዜ
 •
			3-5 ግዝያት
 •
			ልዕሊ
			5 ግዝያት
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q19 | 
			When visiting your healthcare provider, would you like to have
			someone present to interpret? | 
			ናብ
			ናትኪ
			ወሃቢ
			ክንክን
			ጥዕና
			ኣብ
			ትበጽሕሉ
			እዋን፡
			ኣስተርጓሚ
			ምሳኺ
			ክህሉ
			ምደለኺ'ዶ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Yes• No [GO TO Q22]
 • Do not have a
			healthcare provider [GO TO Q22]
 • Don't Know [GO TO
			Q22]
 • Prefer not to answer [GO TO Q22]
 
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
			[ናብ
			ሕቶ
			22 ኪድ]
 •
			ወሃቢ
			ክንክን
			ጥዕና
			የብለይን
			[ናብ
			ሕቶ
			22 ኪድ]
 •
			ኣይፈልጥን'የ
			[ናብ
			ሕቶ
			22 ኪድ]
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
			[ናብ
			ሕቶ
			22 ኪድ]
 | 
	
		| 
			  | 
			Q20 | 
			During your last visit, was an interpreter offered to you? | 
			ኣብ
			ዝሓለፈ
			እዋን
			ምብጻሕ፡
			ኣስተጓሚ
			ክግበረልኪ
			ተሓቲትኪ'ዶ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Yes• No
 • Don't Know
 •
			Prefer not to answer
 
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q21 | 
			Who usually serves as an interpreter for you? | 
			መብዛሕትኡ
			ግዜ
			ከም
			ኣስተርጓሚ
			ብምዃን
			ዘገልግለኪ
			ሰብ
			መን'ዩ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• My health provider• Professional interpreter
 •
			A staff person
 • A female friend or relative
 •
			My husband/partner, or other male relative
 • Other,
			please specify:
 • Prefer not to answer | 
			• ናተይ
			ወሃቢ
			ክንክን
			ጥዕና•
			ሞያዊ
			ኣስተርጓሚ
 •
			ኣባላ
			ስራሕ
			ዝኾነ
			ሰብ
 •
			ጓለንስተይቲ
			መሓዛ
			ወይ
			ዘመድ
 •
			ብዓል
			ቤተይ/መጻምደይ፡
			ወይ
			ካልእ
			ወድተባዕታይ
			ዘመድ
 •
			ካልእ፡
			ብኽብረትካ
			ኣነጽር፥
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q22 | 
			Are you currently covered by any of the following types of health
			insurance? | 
			ኣብዚ
			እዋን'ዚ
			ብዝኾነ
			ካብዞም
			ዝስዕቡ
			ዓይነታት
			መድሕን
			ጥዕና
			ትምወሊ
			ዲኺ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• A plan purchased through an employer or union (includes
			plans purchased through another person’s employer)•
			A plan that you or a family member buys on their own
 •
			Medicaid or other state or federal program
 • Some other
			source, please specify:
 • I do not currently have
			health insurance • Don't Know• Prefer not to answer
 | 
			• ብመገዲ
			ኣስራሒ
			ወይ
			ማሕበር
			ዝተገዝአ
			ውጥን
			(ብመገዲ
			ናይ
			ካልእ
			ሰብ
			ኣስራሒ
			ንዝተገዝኡ
			ውጥናት
			ዘጠቓልል)•
			ንስኻ
			ወይ
			ኣባል
			ስድራቤት
			ባዕሎም
			ዝገዝእዎ
			ውጥን
 •
			Medicaid ወይ
			ካልእ
			ናይ
			ክፍለሃገር
			ወይ
			ፈደራላዊ
			መደብ
 •
			ገለ
			ካልእ
			ምንጪ፡
			ብኽብረትካ
			ኣነጽር፥
 •
			ኣብዚ
			እዋን'ዚ
			መድሕን
			ጥዕና
			የብለይን
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 
 | 
	
		| 
			  | 
			Q23 | 
			During the past 12 months, was there any time when you needed
			medical care but didn't get it because you couldn't afford it? | 
			ኣብዘን
			ዝሓለፋ
			12 ኣዋርሕ፡
			ሕክማንዊ
			ክንክን
			ዝደለኽሉ
			ግን
			ዓቕሚ
			ስለዘይነበረኪ
			ክትረኽብሉ
			ዘይክኣልኪ
			ዝኾነግዜ
			ነይሩ'ዶ፧
 | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Yes• No
 • Don't Know
 •
			Prefer not to answer
 
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			
 | 
			
 | 
	
		| 
			SECTION F. WOMEN’S HEALTH AND PREGNANCY OUTCOMES | 
			  | 
			  | 
			ክፍሊ
			F፥
			ናይ
			ደቀንስትዮ
			ጥዕናን
			ጥንስን
			ውጽኢታት 
 | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			I am now going to ask you questions about family planning and your
			sexual health. | 
			ሕጂ
			ብዛዕባ
			ውጥን
			ስድራቤትን
			ወሲባዊ
			ጥዕናኽን
			ሕቶታት
			ክሓተኪ
			እየ። | 
	
		| 
			  | 
			Q24 | 
			Have you ever used any contraceptives or birth control
			methods to avoid or delay getting pregnant? | 
			ጥንሲ
			ንምውጋድ
			ወይ
			ንምድንጓይ
			ዝኾኑ
			መከላኸሊ
			ጥንሲ
			ወይ
			ኣገባባት
			ምክልኻል
			ወሊድ
			ተጠቒምኪ
			ትፈልጢ'ዶ፧
			
			 | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Yes• No [GO TO Q26]
 • Don't Know [GO
			TO Q26]
 • Prefer not to answer [GO TO Q26]
 
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
			[ናብ
			ሕቶ
			26 ኪድ]
 •
			ኣይፈልጥን'የ
			[ናብ
			ሕቶ
			26 ኪድ]
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
			[ናብ
			ሕቶ
			26 ኪድ]
 | 
	
		| 
			  | 
			Q25 | 
			Which method(s) have you ever used? Have you used this method in
			the past 30 days? | 
			ኣየናይ
			ኣገባብ(ባት)
			ተጠቒምኪ
			ትፈልጢ፧
			ነዚ
			ኣገባብ'ዚ
			ኣብዘን
			ዝሓለፋ
			30 መዓልታት
			ተጠቒምክሉ
			ትፈልጢ'ዶ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Ever Used? 
			 | 
			ተጠቒምካ
			ትፈልጥ'ዶ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Used in past 30 days? | 
			ኣብ
			ዝሓለፋ
			30 መዓልታት
			ተጠቒምካ
			ትፈልጥ'ዶ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Female sterilization (tubes tied) | 
			ምምካን
			ጓለንስተይቲ
			(ምእሳር
			ቱቦታት) | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Male sterilization | 
			ምምካን
			ወድተባዕታይ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Contraceptive implant (Nexplanon, Jadelle, Sino, Implant,
			Implanon) | 
			 ምስኳዕ
			መከላኸሊ
			ጥንሲ
			(ነክሳፕላኖን፡
			ጃደል፡
			ሲኖ፡
			ኢምፕላንት፡
			ኢምፕላኖን) | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			IUD (for example, Paragard, Mirena, Skyla, Liletta) | 
			IUD (ንኣብነት፡
			ፓራጋርድ፡
			ሚረና፡
			ስካይላ፡
			ሊለታ) | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Shots/Injections (for example, Depo-Provera) | 
			መርፍእ/መውጋእቲ
			(ንኣብነት፡
			ዲፖ-ፕሮቨራ) | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Birth control pills (daily pills, any kind) | 
			መከላኸሊ
			ጥንሲ
			ከኒናታት
			(መዓልታዊ
			ከኒናታት፡
			ዝኾነ
			ዓይነት) | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Contraceptive patch (Ortho Evra, Xulane) | 
			ዝለግብ
			መከላኸሊ
			ጥንሲ
			(ኦርቶ
			ኤቭራ፡
			ዙለይን) | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Contraceptive ring (NuvaRing) 
			 | 
			መከላኸሊ
			ጥንሲ
			ቀለቤት
			(ኑቫሪንግ) | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Male condoms | 
			ናይ
			ወድተባዕታይ
			ኮንዶም | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Diaphragm | 
			 ዲያፍራም | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Female condoms | 
			ናይ
			ጓለንስተይቲ
			ኮንዶም | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Foam, jelly, or cream | 
			ሰፍነግ፡
			ጀላቲና፡
			ወይ
			ክሬማ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Emergency contraception (morning after pill) 
			 | 
			ናይ
			ህጹጽ
			እዋን
			መከላኸሊ
			ጥንሲ
			(ናይ
			ድሒሩ
			ዘሎ
			ንግሆ
			ከኒና) | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Not having sex at certain times (rhythm or natural family
			planning) | 
			ኣብ
			ውሱናት
			ግዝያት
			ጾታዊ
			ርክብ
			ዘይምግባር
			(ረምታ
			ወይ
			ባህርያዊ
			ውጥን
			ስድራቤት) | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Withdrawal (pulling out) | 
			ምስሓብ
			(ስሒብካ
			ምውጻእ) | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Other, please specify: | 
			ካልእ፡
			ብኽብረትኪ
			ኣነጽሪ | 
	
		| 
			  | 
			Q26 | 
			In the past 12 months, have you had trouble getting the
			contraceptives or birth control methods you wanted? | 
			ኣብዘን
			ዝሓለፋ
			12 ኣዋርሕ፡
			ነቲ
			ትደልይዮ
			መከላኸሊ
			ጥንሲ
			ወይ
			ኣገባብ
			መከላከሊ
			ወሊድ
			ንምርካብ
			ተሸጊርኪ
			ትፈልጢ'ዶ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Yes• No
 • I did not need a birth
			control method
 • Don’t Know
 • Prefer
			not to answer
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ኣገባብ
			መከላኸሊ
			ወሊድ
			ኣይደለኹን
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q27 | 
			When was your last pelvic exam and/or pap smear? | 
			እቲ
			ንመወዳእታ
			ግዜ
			ዘካየድክዮ
			ጎሎኣዊ
			መርመራ
			ከምኡ
			ድማ/ወይ
			ፓፕ
			ስሚር
			(መርመራ
			መንሽሮ
			ጎሎ)
			መኣስ
			ነይሩ፧
			
			 | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Within past year• 2-3 years ago
 • 3 to
			5 years ago
 • More than 5 years ago
 • Never
 •
			Don’t Know
 • Prefer not to answer
 | 
			• ኣብ
			ውሽጢ
			እዚ
			ዝሓለፈ
			ዓመት•
			ቅድሚ
			2-3 ዓመታት
 •
			ቅድሚ
			3 ክሳብ
			5 ዓመታት
 •
			ቅድሚ
			ልዕሊ
			5 ዓመታት
 •
			ብፍጹም
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q28 | 
			How old were you when you had sexual intercourse for the first
			time? [READ IF NECESSARY: Do not count oral sex, anal sex,
			heavy petting, or other forms of sexual activity that do not
			involve vaginal penetration. Do not count sex with a female
			partner].
 | 
			ንመጀመርታ
			ግዜ
			ጾታዊ
			ርክብ
			ኣብ
			ዘካየድክሉ
			ግዜ
			ዕድሜኺ
			ክንደይ
			ነይሩ፧
			[ኣድላዪ
			እንተኾይኑ
			ኣንብቢ፥
			ናይ
			ኣፍ
			ጾታዊ
			ርክብ፡
			ናይ
			መሃንቱስ
			ጾታዊ
			ርክብ፡
			ምድራዝ፡
			ወይ
			ርሕማዊ
			ምእታዊ
			ዘየጠቓልሉ
			ካልእ
			ዓይነታት
			ወሲባዊ
			ንጥፈት
			ኣይትቚጸሪ።
			ምስ
			ጓለንስተይቲ
			መጻምድቲ
			ዝነበረ
			ጾታዊ
			ርክብ
			ኣይትቚጸሪ]። | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Under 18 years • 18-24
 • 25-29 years
 •
			30-39 years
 • 40-49 years
 • Over 49 years
 •
			Never had sexual intercourse
 [GO TO Q37]
 • Prefer
			not to answer
 | 
			• ትሕቲ
			18 ዓመታት•
			18-24
 • 25-29
			ዓመታት
 •
			30-39 ዓመታት
 •
			40-49 ዓመታት
 •
			ልዕሊ
			49 ዓመታት
 •
			ጾታዊ
			ርክብ
			ፈጺምኪ
			ኣይትፈልጥን
			[ናብ
			ሕቶ
			37 ኪድ]
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			  | 
			  | 
	
		| 
			SECTION G. WOMEN’S HEALTH AND PREGNANCY OUTCOMES | 
			  | 
			  | 
			  ክፍሊ
			G፥
			ናይ
			ደቀንስትዮ
			ጥዕናን
			ጥንስን
			ውጽኢታት 
 | 
	
		| 
			  | 
			 Intro | 
			To finish up our questions about health and health care, we have a
			few questions for you about pregnancy and prenatal care. Prenatal
			care is when you get checkups from a doctor, nurse, or midwife
			while you are pregnant. | 
			ንሕቶታትና
			ብዛዕባ
			ጥዕናን
			ክንክን
			ጥዕናን
			ንምዝዛም፡
			ውሑዳት
			ሕቶታት
			ብዛዕባ
			ጥንስን
			ቅድመ-ሕርስን
			ንኣኺ
			ኣለዉና።
			ናይ
			ቅድመ-ሕርሲ
			ክንክን
			ማለት
			ጠኒስክሉ
			ኣብ
			ዘለኺ
			እዋን
			ብዶክተር፡
			ነርስ
			ወይ
			መሕረሲት
			ዝውሃበኪ
			ክንክን
			ማለት
			እዩ። | 
	
		| 
			  | 
			Q29 | 
			Are you pregnant now? | 
			ሕጂ
			ጥንስቲ
			ዲኺ
			ዘለኺ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Yes• No [GO TO Q31]
 • Don’t Know
			[GO TO Q31]
 • Prefer not to answer [GO TO Q31]
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
			[ናብ
			ሕቶ
			31 ኪድ]
 •
			ኣይፈልጥን'የ
			[ናብ
			ሕቶ
			31 ኪድ]
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
			[ናብ
			ሕቶ
			31 ኪድ]
 | 
	
		| 
			  | 
			Q30 | 
			Have you had prenatal care for this pregnancy? | 
			ነዚ
			ጥንሲ
			እዚ
			ዝኸውን
			ናይ
			ቅድመ-ሕርሲ
			ክንክን
			ነይሩኪ
			ይፈልጥ
			ድዩ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Yes• No
 • Prefer not to answer
 
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Now we have some questions about your children. | 
			ሕጂ
			ገለ
			ሕቶታት
			ብዛዕባ
			ቆልዑኺ
			ኣለዉና። | 
	
		| 
			  | 
			Q31 | 
			How many children have you given birth to that were born alive? | 
			ብህይወቶም
			ዝተወልዱ
			ክንደይ
			ቆልዑ
			ሓሪስኪ
			ኣለኺ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Now I will ask a few questions about each child you had beginning
			with the oldest one. | 
			ሕጂ
			ውሑዳት
			ሕቶታት
			ብዛዕባ
			ነፍስ
			ወከፍ
			ዝወለድክዮም
			ቆልዑ
			ክህልዉኒ
			እዮም
			ካብቲ
			ዝዓበየ
			ብምጅማር። | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Child | 
			ቆልዓ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			12
 3
 4
 5
 6
 7
 8 9 10 11 12 13 14 15 | 
			12
 3
 4
 5
 6
 7
 8 9 10 11 12 13 14 15 | 
	
		| 
			  | 
			Q32 | 
			In what month and year was this child born? | 
			እዚ
			ቆልዓ'ዚ
			ኣበየናይ
			ወርሕን
			ዓመትን
			ተወሊዱ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Month:Year:
 Prefer not to answer | 
			ወርሒዓመት
 ከይምልስ
			ይመርጽ | 
	
		| 
			  | 
			Q33 | 
			Is this child still alive? | 
			እዚ
			ቆልዓ'ዚ
			ገና
			ብህይወቱ'ዶ
			ኣሎ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			YesNo
 Prefer not to answer
 | 
			እወኣይፋል
 ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q34 | 
			Was this child born in the U.S.? | 
			እዚ
			ቆልዓ'ዚ
			ኣብ
			ሕቡራት
			መንግስታት
			ኣሜሪካ
			ድዩ
			ተወሊዱ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			YesNo
 Prefer not to answer
 | 
			እወኣይፋል
 ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q35 | 
			How many weeks (or months) pregnant were you at the time of your
			first prenatal care visit? | 
			ኣብቲ
			ንመጀምረታ
			ግዜ
			ንናይ
			ቅድመ-ሕርሲ
			ክንክን
			ምብጻሕ
			ዘካይድክሉ
			እዋን
			ንኽንደይ
			ሰሙናት
			(ወይ
			ኣዋርሕ)
			ጥንስቲ
			ነይርኪ፧
 | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			WeeksMonths
 No Prenatal Care
 Don’t
			Know
 Prefer not to answer
 | 
			ሰሙናትኣዋርሕ
 ናይ
			ቅድመ-ሕርሲ
			ክንክን
			የለን
 ኣይፈልጥን'የ
 ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q36 | 
			Was this baby delivered by caesarean section (c-section)? 
			 | 
			እዚ
			ህጻን'ዚ
			ብመጥባሕቲ
			(c-section) ድዩ
			ተሓሪሱ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			YesNo
 Prefer not to answer
 | 
			እወኣይፋል
 ከይምልስ
			ይመርጽ
 
 
 | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			
 | 
			
 | 
	
		| 
			SECTION H. FGM/C | 
			  | 
			  | 
			ክፍሊ
			H፥
			FGM/C (ምኽንሻብ
			ብልዕቲ
			ጓለንስተይቲ) | 
	
		| 
			Intro | 
			  | 
			In a number of countries, there is a practice called circumcision
			in which a girl or young woman may have part of her genitals cut.
			Now I would like to ask you some questions about your knowledge
			and experiences with female circumcision. | 
			ኣብ
			ብዙሓት
			ሃገራት፡
			ምኽንሻብ
			ዝብሃል
			ተግባር
			ኣሎ
			ብእኡ
			ሓንቲ
			ጓል
			ወይ
			መንእሰይ
			ክፋል
			ናይ
			ብልዕታ
			ክቚረጽ
			ይኽእል።
			ሕጂ
			ብዛዕባ
			ምኽንሻብ
			ጓለንስተይቲ
			ዘለኪ
			ፍልጠትክን
			ተመኮሮታትክን
			ክሓተኪ
			ምደለኹ። | 
	
		| 
			  | 
			Q37 | 
			Do you come from a family that has practiced the tradition of
			female circumcision? | 
			ነቲ
			ናይ
			ምኽንሻብ
			ጓለንስተይቲ
			ልምዲ
			ካብ
			ዘተግብሩ
			ስድራቤት
			ዲኺ
			መጺኺ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Yes• No
 • Don’t Know
 •
			Prefer not to answer
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q38 | 
			Does your husband/partner come from a family that has practiced
			the tradition of female circumcision? | 
			ሰብኣይኪ/መጻምድኺ
			ንልምዲ
			ናይ
			ምኽንሻብ
			ጓለንስተይቲ
			ካብ
			ዘተግብር
			ስድራቤት
			ድዩ
			መጽዩ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Yes• No
 • Do not have
			husband/partner
 • Don't Know
 • Prefer not to
			answer
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ብዓል
			ቤት/መጻምዲ
			የብለይን
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q39 | 
			Have you ever been circumcised? | 
			ተኸንሺብኪ
			ትፈልጢ'ዶ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Yes• No [GO TO Q50]
 • Don’t Know
			[GO TO Q50]
 • Prefer not to answer [GO TO Q50]
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
			[ናብ
			ሕቶ
			50 ኪድ]
 •
			ኣይፈልጥን'የ
			[ናብ
			ሕቶ
			50 ኪድ]
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
			[ናብ
			ሕቶ
			50 ኪድ]
 | 
	
		| 
			  | 
			Q40 | 
			How old were you when first circumcised? | 
			መጀመርታ
			ኣብ
			ዝተኸንሸብክሉ
			እዋን
			ጓል
			ክንደይ
			ዓመት
			ነይርኪ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Less than 1 year old • 1-4 years old
 •
			5-9 years old
 • 10-14 years old
 • 15-19 years
			old
 • More than 19 years old
 • Too young to remember • Don’t Know
 •
			Prefer not to answer
 | 
			• ትሕቲ
			1 ዓመት
			ዕድመ•
			1-4 ዓመታት
			ዕድመ
 •
			5-9 ዓመታት
			ዕድመ
 •
			10-14 ዓመታት
			ዕድመ
 •
			15-19 ዓመታት
			ዕድመ
 •
			ልዕሊ
			19 ዓመታት
			ዕድመ
 •
			ኣመና
			ንእሽቶ
			ብምንባረይ
			ኣይዝክሮን
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 
 | 
	
		| 
			  | 
			Q41 | 
			Now I would like to ask you some more questions about your
			circumcision. Was any flesh removed from the genital area? | 
			ሕጂ
			ገለ
			ተወሰኽቲ
			ሕቶታት
			ብዛዕባ
			ምኽንሻብ
			ክሓተኪ
			ምደለኹ።
			ካብቲ
			ናይ
			ብልዕቲ
			ከባቢ
			ዝኾነ
			ስጋ
			ተኣልዩ
			ድዩ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Yes [GO TO Q43]• No
 • Don’t
			Know
 • Prefer not to answer
 | 
			• እወ
			[ናብ
			ሕቶ
			43 ኪድ]•
			ኣይፋል
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q42 | 
			Was the genital area nicked without removing any flesh? | 
			ካብቲ
			ናይ
			ብልዕቲ
			ከባቢ
			ስጋ
			ብዘይ
			ምውሳድ
			ተጠቢሑ
			ጥራይ
			ድዩ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Yes • No
 • Don’t Know
 •
			Prefer not to answer
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q43 | 
			Was your genital area sewn closed? | 
			ናይ
			ብልዕትኺ
			ከባቢ
			ብምስፋይ
			ተዓጽዩ
			ድዩ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Yes • No
 • Don’t Know
 •
			Prefer not to answer
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			
 | 
			Q44 | 
			What kind of circumcision do you have? | 
			እንታይ
			ዓይነት
			ምኽንሻብ
			እዩ
			ዘለኪ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Type 1• Type 2
 • Type 3
 •
			Don't Know
 • Prefer not to answer
 | 
			• ዓይነት
			1•
			ዓይነት
			2
 •
			ዓይነት
			3
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q45 | 
			Have you ever had any problems related to your circumcision? | 
			ምስ
			ምኽንሻብኪ
			ዝተኣሳሰር
			ዝኾነ
			ጸገም
			ነይሩኪ
			ይፈልጥ
			ድዩ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Yes• No [GO TO Q47]
 • Don’t Know
			[GO TO Q47]
 • Prefer not to answer [GO TO Q47]
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
			[ናብ
			ሕቶ
			47 ኪድ]
 •
			ኣይፈልጥን'የ
			[ናብ
			ሕቶ
			47 ኪድ]
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
			[ናብ
			ሕቶ
			47 ኪድ]
 | 
	
		| 
			  | 
			Q46 | 
			Please describe what problems occurred. [INTERVIEWER NOTE: DO NOT
			READ RESPONSES OUT LOUD. SELECT ALL OPTIONS RESPONDENT MENTIONS OR
			SELECT OTHER AND WRITE IN OPEN ENDED BOX]. | 
			ብኽብረትኪ
			እንታይ
			ጸገማት
			ከምዝተኸሰቱ
			ግለጺ። [ናይ
			ወሃቢ ቃለመጠይቕ
			መዘኻኸሪ፥ ንመልስታት
			ዓው ኢልካ ኣይተንብቦም።
			ንኽሎም መላሲት ትጠቕሶም
			ኣማራጺታት ምረጽ
			ወይ ካልእ ምረጽን
			ኣብ ከከም ኲነቱ ዝውሰን
			ሳጹን ጽሓፍን]። | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Difficulty passing menstrual blood  • Difficulty
			passing urine 
			 • Pain with urination 
			 • Recurrent Urinary Tract
			Infections 
			 • Pain with sex 
			 • Bleeding with sex 
			 • Emergency C-section 
			 • Postpartum Hemorrhage 
			 • Extensive vaginal tears from
			childbirth 
			 • Other, please specify:
			_____________________________ • Don’t Know 
			 • Prefer not to answer | 
			• ክብደት
			ናይ
			ወርሓዊ
			ጽግያት
			ደም
			ኣብ
			ምሕላፍ • ሽንቲ
			ኣብ
			ምሻን
			ክብደት • ቃንዛ
			ኣብ
			ሽንቲ • ተመላለስቲ
			ናይ
			መትረብ
			ሽንቲ
			ረኽስታት • ቃንዛ
			ኣብ
			ጾታዊ
			ርክብ • መድመይቲ
			ኣብ
			ጾታዊ
			ርክብ • ናይ
			ህጹጽ
			እዋን
			መጥባሕቲ • ናይ
			ድሕረ-ሕርሲ
			መድመይቲ • ሰፊሕ
			ርሕማዊ
			ምቕዳዳት
			ካብ
			ሕርሲ
			ዝብገስ • ካልእ፡
			ብኽብረትካ
			ኣነጽር፥ • ኣይፈልጥን'የ • ከይምልስ
			ይመርጽ | 
	
		| 
			  | 
			Q47 | 
			Would you feel comfortable talking about your circumcision with a
			health care provider? | 
			ብዛዕባ
			ምኽንሻብኪ
			ከይተሰከፍኪ
			ምስ
			ወሃቢት
			ክንክን
			ጥዕና
			ምተዛረብኪ'ዶ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Yes • No
 • Don’t Know
 •
			Prefer not to answer
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q48 | 
			Have you ever talked with a health care provider about your
			circumcision? | 
			ብዛዕባ
			ምኽንሻብኪ
			ምስ
			ወሃቢ/ት
			ክንክን
			ጥዕና
			ተዛሪብኪ
			ትፈልጢ'ዶ፧ 
 | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Yes• No [GO TO Q50]
 • Don’t Know
			[GO TO Q50]
 • Prefer not to answer [GO TO Q50]
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
			[ናብ
			ሕቶ
			50 ኪድ]
 •
			ኣይፈልጥን'የ
			[ናብ
			ሕቶ
			50 ኪድ]
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
			[ናብ
			ሕቶ
			50 ኪድ]
 | 
	
		| 
			  | 
			Q49 | 
			Who started the conversation about your circumcision, you or the
			health care provider? | 
			ነቲ
			ዝርርብ
			ብዛዕባ
			ምኽንሻብኪ
			መን
			ጀሚርዎ፡ንስኺ
			ወይ
			እቲ/ታ
			ወሃቢ/ት
			ክንክን
			ጥዕና፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• You• The health care provider
 • Don’t
			Know
 • Prefer not to answer
 | 
			• ንስኺ/ኻ•
			እቲ
			ወሃቢ
			ክንክን
			ጥዕና
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			Have you ever experienced any of these health issues or
			conditions? | 
			ዝኾነ
			ካብዞም
			ናይ
			ጥዕና
			ኲነታት
			ወይ
			ጸገማት
			እዚኦም
			ኣሕሊፍኪ
			ትፈልጢ'ዶ፧
			
			 | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			Is this an ongoing problem? • Yes• No
 • Don’t Know
 | 
			እዚ
			ቀጻሊ
			ዘጋጥም
			ዘሎ
			ጸገም
			ድዩ፧ • እወ•
			ኣይፋል
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			Did you seek professional health care for this? • Yes• No
 •
			Not treatable by a doctor
 • Don’t know | 
			ብዛዕባ'ዚ
			ሞያዊ
			ናይ
			ጥዕና
			ክንክን
			ደሊኺ
			ትፈልጢ'ዶ፧ • እወ•
			ኣይፋል
 •
			ብዶክተር
			ክፍወስ
			ዘይክእል
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			Were you satisfied with how the problem was addressed? • Yes• No
 • Don’t Know
 | 
			ነቲ
			ጸገም
			ንምፍታሕ
			ብዝተገብረ
			ኣቓልቦ
			ዕግብቲ'ዶ
			ነይርኪ፧ • እወ•
			ኣይፋል
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q50 | 
			Have you ever had. . .? | 
			ከምዚ
			ዝስዕብ
			ኣጋጢሙኪ
			ይፈልጥ
			ድዩ...፧ | 
	
		| 
			  | 
			 a. | 
			Difficulty passing menstrual blood | 
			ክብደት
			ናይ
			ወርሓዊ
			ጽግያት
			ደም
			ኣብ
			ምሕላፍ | 
	
		| 
			  | 
			 b. | 
			Difficulty passing urine | 
			ሽንቲ
			ኣብ
			ምሻን
			ክብደት | 
	
		| 
			  | 
			 c. | 
			Pain with urination | 
			ቃንዛ
			ኣብ
			ሽንቲ | 
	
		| 
			  | 
			 d. | 
			Recurrent Urinary Tract Infections | 
			ተመላለስቲ
			ናይ
			መትረብ
			ሽንቲ
			ረኽስታት | 
	
		| 
			
 | 
			 Q51 | 
			Have you ever. . .? | 
			ኣጋጢሙካ
			ይፈልጥ
			ዶ
			...፧ | 
	
		| 
			  | 
			 a. | 
			Felt sad for many weeks at a time | 
			ኣብ
			ሓደ
			እዋን
			ንብዙሕ
			ሰሙናት
			ሓዘን
			ተሰሚዑኪ
			ይፈልጥ
			ድዩ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			Q52 | 
			Have you ever had. . .? | 
			ከምዚ
			ዝስዕብ
			ኔሩኪ
			ይፈልጥ
			ድዩ...፧ | 
	
		| 
			
 | 
			a. | 
			Pain with sex | 
			ቃንዛ
			ኣብ
			ጾታዊ
			ርክብ | 
	
		| 
			  | 
			 b. | 
			Bleeding with sex | 
			መድመይቲ
			ኣብ
			ጾታዊ
			ርክብ | 
	
		| 
			
 | 
			Q53 | 
			Have you ever had. . .? | 
			ሓደ
			ከምዚ
			ዝስዕብ
			ኔሩኪ
			ይፈልጥ
			ድዩ...፧ | 
	
		| 
			  | 
			 a. | 
			Emergency C-section | 
			ናይ
			ህጹጽ
			እዋን
			መጥባሕቲ | 
	
		| 
			  | 
			 b. | 
			Postpartum hemorrhage | 
			ናይ
			ድሕረ-ሕርሲ
			መድመይቲ | 
	
		| 
			
 | 
			 c. | 
			Extensive vaginal tears from childbirth | 
			ሰፊሕ
			ርሕማዊ
			ምቕዳዳት
			ካብ
			ሕርሲ
			ዝብገስ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			  | 
			  | 
	
		| 
			SECTION I. FGC BELIEFS | 
			  | 
			  | 
			ክፍሊ
			I፥
			ናይ
			FGC (ምኽንሻብ
			ብልዕቲ
			ጓለንስተይቲ)
			እምነታት | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			I am now going to ask you some questions about your beliefs and
			opinions about female circumcision. | 
			ሕጂ
			ብዛዕባ
			ምኽንሻብ
			ጓለንስተይቲ
			ዘለዉኺ
			እምነታትን
			ርእይቶታትን
			ገለ
			ሕቶታት
			ክሓተኪ
			እየ። | 
	
		| 
			  | 
			Q54 | 
			Which of the following best describes your views about female
			circumcision? Would you say… | 
			ካብዞም
			ዝስዕቡ
			ንኣረኣእያታትኪ
			ብዛዕባ
			ምኽንሻብ
			ጓለንስተዩቲ
			ብዝበለጸ
			ዝገልጽ
			ኣየናይ
			እዩ፧
			ከምዚ
			ዝስዕብ'ዶ
			ምበልኪ... | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• It should be stopped • It should continue as is • Depends on the family • I have mixed feelings about
			it • Other, please specify: • Don’t Know• Prefer not to answer
 | 
			•ደው
			ከምዝብል
			ክግበር
			ኣለዎ•ከምዘለዎ
			ክቕጽል
			ኣለዎ
 •ኣብቲ
			ስድራቤት'ዩ
			ዝውሰን
 •ብዛዕብኡ
			ዝተሓዋወሰ
			ስምዒታት
			ኣለኒ
 •ካልእ፡
			ብኽብረትካ
			ኣነጽር፥
 •ኣይፈልጥን'የ
 •ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			
 | 
			Q55 | 
			Has your opinion about female circumcision changed in any way
			since you moved to the U.S.? | 
			ናብ
			ሕቡራት
			መንግስታት
			ኣሜሪካ
			ካብ
			ትግዕዚ
			ኣትሒዙ
			ርእይቶኺ
			ብዛዕባ
			ምኽንሻብ
			ጓለንስተይቲ
			ብዝኾነ
			መንገዲ
			ተቐይሩ'ዶ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			  | 
			• Yes• No [GO TO 57]
 • Not applicable, born in the U.S. [GO TO 57]•
			Not applicable, did not have opinion before moving to U.S. [GO TO
			57]
 • Don’t Know [GO TO 57]
 • Prefer not
			to answer [GO TO 57]
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
			[ናብ
			ሕቶ
			57 ኪድ]
 •
			ኣድላይነት
			የብሉን፡
			ኣብ
			ሕቡራት
			መንግስታት
			ኣመሪካ
			ዝተወልደት
			[ናብ
			ሕቶ
			57 ኪድ]
 •
			ኣድላይነት
			የብሉን፡
			ናብ
			ሕቡራት
			መንግስታት
			ኣሜሪካ
			ቅድሚ
			ምግዓዝ
			ርእይቶ
			ኣይነበረን
			[ናብ
			ሕቶ
			57 ኪድ]
 •
			ኣይፈልጥን'የ
			[ናብ
			ሕቶ
			57 ኪድ]
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
			[ናብ
			ሕቶ
			57 ኪድ]
 | 
	
		| 
			
 | 
			Q56 | 
			How has your opinion changed? Would you say your opinion is… | 
			ርእይቶኺ
			ብኸመይ
			ተቐይሩ
			ኣሎ፧
			ርእይቶኺ
			ከምዚ
			ዝስዕብ
			ኮይኑ'ዶ
			ምበልኪ... | 
	
		| 
			
 | 
			  | 
			• More accepting of female circumcision• Less
			accepting of female circumcision
 • Don’t Know
 •
			Prefer not to answer
 | 
			• ንምኽንሻብ
			ጓለንስተይቲ
			ምቕባል
			ወሲኹ•
			ንምኽንሻብ
			ጓለንስተይቲ
			ዘሎ
			ምቕባል
			ነክዩ
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			
 | 
			Q57 | 
			Do you believe that female circumcision is required by your
			religion? | 
			ምኽንሻብ
			ጓለንስተይቲ
			ብሃይማኖትኪ
			ይሕተት
			እዩ
			ኢልኪ
			ትኣምኒ'ዶ፧ | 
	
		| 
			
 | 
			  | 
			• Yes• No
 • No Religion
 •
			Don’t Know
 • Prefer not to answer
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ሃይማኖት
			የብለይን
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			
 | 
			Q58 | 
			In your opinion, can female circumcision cause any health problems
			for women later on (for example during pregnancy and delivery)? | 
			ብርእይቶኺ፡
			ምኽንሻብ
			ጓለንስተይቲ
			ድሒሩ
			ኣብ
			ደቀንስትዮ
			ዝኾኑ
			ናይ
			ጥዕና
			ጸገማት
			ከምጽእ
			ይኽእል'ዩ
			ኢልኪ
			ትኣምኒ'ዶ
			(ንኣብነት
			ኣብ
			እዋን
			ጥንስንሕርስን)፧
 | 
	
		| 
			
 | 
			
 | 
			• Yes• No
 • Don’t Know
 •
			Prefer not to answer
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q59 | 
			What are your husband/partner's views about female circumcision?
			Do you think he would say… | 
			ናይ
			ሰብኣይኪ/መጻምድኺ
			ኣረኣእያታት
			ብዛዕባ
			ምኽንሻብ
			ጓለንስተይቲ
			እንታይ
			እዮም፧
			ከምዚ
			ዝስዕብ
			ምበሉ
			ኢልኪ'ዶ
			ትሓስቢ... | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• It should be stopped • It should continue as is • Depends on the family • He has mixed feelings about
			it • Other, please specify: 
			 • Do not have husband/partner • Don’t Know• Prefer not to answer
 | 
			• ደው
			ከምዝብል
			ክግበር
			ኣለዎ•
			ከምዘለዎ
			ክቕጽል
			ኣለዎ
 •
			ኣብቲ
			ስድራቤት'ዩ
			ዝውሰን
 •
			ብዛዕብኡ
			ዝተሓዋወሰ
			ስምዒታት
			ኣለዎም
 •
			ካልእ፡
			ብኽብረትካ
			ኣነጽር፥
 •
			ብዓል
			ቤት/መጻምዲ
			የብለይን
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			SECTION J. EDUCATION | 
			  | 
			  | 
			ክፍሊ
			J፥
			ትምህርቲ | 
	
		| 
			  | 
			Q60 | 
			What is the highest level of schooling you have completed? | 
			ዝለዓለ
			ዝተወድአ
			ደረጃ
			ትምህርቲ
			እንታይ
			እዩ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• No formal school [END OF SURVEY]• Less than a
			high school diploma
 • High school diploma or GED
 •
			Some college credit, no degree
 • Associate’s
			degree (for example: AA, AS)
 • Bachelor’s degree
			or higher (for example:  BA, BS, MA, MS, MD, PhD, etc)
 •
			Don’t Know
 • Prefer not to answer
 | 
			• ስሩዕ
			ትምህርቲ
			የለን
			[መጽናዕቲ
			ተዛዚሙ]•
			ትሕቲ
			ናይ
			ካልኣይ
			ደረጃ
			ትምህርቲ
			ዲፕሎማ
 •
			ናይ
			ካልኣይ
			ደረጃ
			ዲፕሎማ
			ወይ
			GED
 •
			ገለ
			ናይ
			ኮለጅ
			ነጥቢ፡
			ዲግሪ
			ዘይብሉ
 •
			ተሓባባሪ
			ዲግሪ
			(ንኣብነት፥
			AA, AS)
 •
			ቀዳማይ
			ዲግሪ
			ወይ
			ልዕሊኡ
			(ንኣብነት፥
			BA, BS, MA
			(ማስትረይት
			ኣርትስ),
			MS (ማስትረይት
			ስነ-ፍልጠት),
			MD (ሕክናዊ
			ዶክተር),
			PhD (ዶክትረይት),
			ወዘተ)
 •
			ኣይፈልጥን'የ
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q61 | 
			 Have you ever attended school in the U.S.? | 
			ኣብ
			ሕቡራት
			መንግስታት
			ኣሜሪካ
			ኣብ
			ቤት-ትምህርቲ
			ተሳቲፍኪ
			ትፈልጢ'ዶ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Yes• No [END OF SURVEY]
 • Prefer not
			to answer
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
			[መጽናዕቲ
			ተዛዚሙ]
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			  | 
			Q62 | 
			Are you attending school now? | 
			ሕጂ
			ኣብ
			ቤት-ትምህርቲ
			ትመሃር
			ዶ፧ | 
	
		| 
			  | 
			  | 
			• Yes• No
 • Prefer not to answer
 | 
			• እወ•
			ኣይፋል
 •
			ከይምልስ
			ይመርጽ
 | 
	
		| 
			
 | 
			N/A | 
			Interview End TimeHour
 Minute
 
 | 
			ናይ
			ቃለመጠይቕ
			ናይ
			ምዝዛም
			ግዜሰዓት
 ደቒቕ
 |